ቢሮ ሲቪል ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ንበጀት ዓመት 2010 ዓም ቀደማይ ዙር ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንመሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅቲ ቀወምቲ ኣቅሑት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪናን መጋየፂታትን ወይድማ ዲከሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ
  1. ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ መፍለይ ቑፅሪ ዘለኩም ቢሮ ትልምን ፋይናስን ብዘዉፅኦ መሰረት ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም Â መረዳእታ ክቕርብ ዝኽእል
  2. መኽበሪ ጨረታ
  3. ንመሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅቲ ቀወምቲ ኣቅሑትብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ )ብበንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ
  4. ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና መጋየፂታትን ወይድማ ዲከሮ 3000 (ሰለስተ ሽሕ )ብበንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእል
  5. ዋጋ ሰነድ ጨረታ
  6. ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ክወስዱ ዝክእል
  7. ሰነድ ካብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረት ቢሮ ቑፅሪ 34 ካብ ዕለት 7/02/2010 ዓ/ም 21/02/2010ዓ/ም አብ ዘሎ ጊዜ ምግዛእ ትኽእሉ
  8. ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት
  9. ንመሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅቲ ቀወምቲ ኣቅሑት ንዕለት 21/02/2010ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት
  10. ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና መጋየፂታትን ወይድማ ዲከሮ ዕለት 21/02/2010ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት
  11. Â ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም እቲ ጨረታ አይተኣጎጎልን
  12. ሰዓርቲ ዘሸነፍዎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና አታዊ ይገብሩ
  13. ቢሮና ካብ ዝዕድጎም ኣቑሑት ከም አድላይነቱ 20% ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ይኽእል እዩ
  14. ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  15. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ ቑ 03 44 40 94 26 /03 44 40 24 31 ምሕታት ይካኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo