ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ
  • መሳርሒ አቁሑት ህንፃ
  • አቁሑት ኤለክትሮኒክስ
  • መሳርሒ አቁሑት ፅሕፈት
  • መሳርሒ አቁሑት ኤለክትሪክ
  • መለዋወጢ አቁሑት መኪናን
  • አቁሑት ፅሬት

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቆሒታት

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ሓድሽ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ

3 ልዕሊ 100000 ቅርሺ ንዝኮነ ወረቅተ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዘለዎም

4 ወርሓዊ ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መለለይ ቁፅሪ ካፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

6 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ህንፃ ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንአቁሑት ኤለክትሪከ ንመለዋወጢ አቁሑት መኪናን 4000 ቅርሺ ንአቁሑት ፅሬት ድማ 1000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

7 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክሳብ 23 ጥቅምቲ 2010 ዓምÂ ሰዓት 400 ምዉሳድ ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ 23 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድመ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ ይክፈት

9 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቢ ነቲ ጨረታ ብክፋል ኮነ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347740028 ወይ ድማ 0347740660 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo