ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ናይ መካይን ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ
  1. ዝትሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መቕረባይነት ዘለኩም::
  2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/Â መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::
  3. ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ 2009 ዓ/ም ናይ ወርሒ ሐምለ ዲክለር ዝገበርኩምን::
  4. ተጫራቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /specification/ መሰረት መሊኡ ዘቕርብ ክኸዉን አለዎ::
  5. መቅረብቲ ካብ ዕለት 6/02/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 20/02/2010 ዓ/ም ሰዓት 11:30 50.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብዘተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካአል::
  6. መኽበሪ ጨረታ 5000 /ሓሙሸተ ሽሕ/ ብ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅደሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ክትሕዙ አለዎም::
  7. ጨረታ ዝዕሽግሉ ዕለት 21/02/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይክፈት::
  8. ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምክፋት ዝዓግቶ የለን
  9. ተጫረቲ ኦርጅናል ፋይናንሻል ምስ ኮፒበበይኖም ብሰምዒ ዝተዓሸገ ናይ ድርጅቶም ሕጋዊ ማህተም ዝዓረፎ ከቅርብ ዝክእል
  10. ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለትÂ ጀሚሩን 45 መዓልቲ እዩ::
  11. ቤ/ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ::
  12. ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሮም አብቲ ቤ/ፅሕፈትና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ድልየት መግለፂ ጥራሕ ይኮዉን::
  13. አብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ትካል ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን
  14. ተሳተፍቲ አብ ሰነድ ጨረታ ማህተም ናይ ድርጅትኩም ከዓርፎ አለዎ

ኣድራሻ ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሴ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ጎኒ ቤት ትምህርቲ መርሲ ፋይናንስን ህንፃ 1ደብሪ ቑፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን::

N.B ተጫራታይ/ ሰዓራይ/ መጀመሪያ ቅድሚ ንብረት ኣታዊ ምግባሩ ሳምፕል ከቅርብ አለዎ

  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342406380 ምርካብ ይካኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo