ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብ መንግስቲ ብዝተፈቐደሉ በጀት 1 ናይ ሆቴል ማናጀመንት ክሳብ ሰነ 30 2010 ዓም ዉዕል ዝአስር : 2ናይ ኮንስትራክሽን አቅሑት ከም ሑፃ :ክሬሽ :ባህርዛፍ ማቴነላ ሴርማክ እምኒ እተወዳደሩ ናይ ደኣንት ፍቃድ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘፈር ዘለዎ::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ሰርቲፊኬት/TIN / ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ንተወሳኪ እሴት ታክሲ/ VAT ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ነሓሰ/ 2009 ዓ/ም ድክላሬሽን ክትቅርቡ ትክእሉን::

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት/ ሰርቲፊኬት ዘለኹምን::

5 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክትኸፍሉ ትኽእሉ::

6 ነዚ ግለፂ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር ጥራሕ/ ብምኽፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ (መሰረት ካምፓስ ) ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ 08 ካብ 03/02/ 2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብÂ ዕለት 23/02/2010 ዓ/ም ሰዓት 11:00Â ብምዉሳድ አብ መወዳደሪ ደኹሜንትኹምÂ ኦርጀናልንÂ ኮፒን ብምባል ብሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣበ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምአታዉ ትኽእሉ::

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪን ንሆቴል ማናጅመንት ብር 3000.00 ንኮንስትራክሽን አቅሑት 3000 Â ብ CPOብጥረ ገንዝብ /በባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ እትክእሉ::

8 እቲ ጨረታ ዕለት 24/02/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ/ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ መሰረተ-ካምፓስ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምምርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተወዳደርቲ ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋቱ አይተአጎጎልን

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ኮሌጅና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20% ክቅንስን ክዉስክን ይክእል እዩ

11 ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ንብረት ብቴክኒክ ፅሬት ኮሚቴ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ አታዊ ይከዉን

12 ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳር ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ናብ መቀለ ፖሊ ኮሌጅ ተርክቡ::

13 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቐፅሪ 0344404592 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ምካንኩምÂ ንሕብር::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo