መቐለ ሆስፒታል ናይ ሕትመት ንምሕታምን ኣብ ታቤላ ፅሑፍ ምፅሓፍን ከስርሕ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ
  1. ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር :ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኑ ቫት ተመዝገበቲ ናይ ቀረባ እዋን ድክሊራስዩን ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ
  2. መክበሪ ጨረታ ብር 3000 ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ንዘቅርቦ ጠለብ ማይ ዝለዓል ረሳሕ ፈሳሲ ጎሓፍን ዝሰዓረ ተጫራቲ ሆስፒታል መቐለ ኣብ ዝደለዩ እዋን ምካኑ ፈሊጡ ዉዕሊ ከኣትዉ አለዎ
  3. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪÂ ሓሳብÂ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ
  4. ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞምን ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግብእ
  5. ተጫረቲ ትራንስፖርት ብናይ ባዕሎም ናብ ሆስፒታል ኣታዊ ዝገብሩ
  6. ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብÂ ሆስፒታልÂ መቐለ ደጋፊ ከይዲÂ ስራሕÂ ዕደጋ ፋይናንስንÂ ንብ /ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::
  7. ንመክበሪ ዉሕስና ዝቀርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ይግባእ
  8. ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 3/ 02/2010 ዓ/ም ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ድማ ብር 35 እናገዝኡ ምዉሳድ ይክእሉ
  9. እዚ ጨረታ 16/02/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 5:00 ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
  10. ቤትÂ ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
  11. ተጫረቲ ሰዓሪ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ኣብ ሆስፒታል ብምምፃእ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
  12. ተወሳኪ ሓበሬታ ምሰ ዘድሊ ብስልኪÂ ቑፅሪ 03 44 40 02 46 ምሕታት ይካኣል:

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo