... s) for the construction of Small Scale Irrigation Diversion Maintenance of Headworks and infrastructure

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮር ድሪሊንግ (Core Drilling Works) ስራሕቲ ዝሰርሑ ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ 2016 በጀት ዓምት ንሐፈሻዊ ሆስፒታል ከተማ መቐለ ፅገና ንምግባር ብስራሕቲ ፓኬጅ ብርኪ ፍቃድ GC 7 ልዕሊኡን ዘለዉ ተኮናተር ስራሐ ዝኮኑ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ክፍሊ ስርዓት ዕደጋን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ካብ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ናይ KGGCF በጀት ዝስራሕ ካናል ኮሮሲንግ ንክጫረተሎም ብዝተላኣከልና ሕቶ ዕድጋ መሰረት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣቢያ ማይ ጥምቀት ንዝስራሕ መስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ካናል ኮሮሲንግ ብውድድር ከጫርት ይደሊ

ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ EPOX Floor and water proof Betmx work ማለት እዉን materials and maintenance ብጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ ኣብዚ ንግዲ ዝተዋፈርኩም ኣቅረብቲ ይዕድም

ኢንተፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ስራሕቲ ኮር ድሬሊንግ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ በቲ ስራሕ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረተ ልምዓት ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ስራሕቲ ጣብያ ንግስት ሳባ ፍሉይ ሽም ከባቢ ጰጉሜ መናፈሻ ተፋሰስ ንምስራሕ ደረጃ 8 RC/GC ብርኪ ፈቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ማሕበር ወይ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይን ከተማ መቀለ ናይ በጅት ዓመት 2016 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ጉድጎድ ማይ ካዕታ ኣብ እግሪ ወንብር ክኩዕት ስለዝደለየ ትጫረትሉ ትደልዩ ተጫረቲ ደረጃ 7 ልዕሊኡን ናይ ማይ ኮዕታ ወይድማ ድሪሊግ ፍቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ብማሽን ካዕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ብማሽን ካዕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ