ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ (FSRP) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድ ሕድ ምድብ /Lot ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግ ከፀግንን ይደሊ " በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት ብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኸእሉ ነፍልጥ፡፡

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ሸራሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ናይ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንሰራሕተኛታት መመላለሲትን ናይ ፅዕነት መኪናን ክካረ ስለ ዝደለየ ከምኡ እዉን ንዘለዎ ኣናእሽተይ መካይን ጀነሬተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትሳተፉ ንዕድም

ቤት ህንፀት መቐለ ን 2013 ዓ/ም ንሓደ ዓመት ዝተፈላለዩ ፅገናታት ኣጎልግሎት ንምርካብ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ሎት1 ቦጥ መኪና ዝስተ ማይ ተምፅእ ሎት2 ቀለም ፕሪንተራት ምምላእ ሎት3 ዝተለዓለ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ሎት 4 ንመካይን ንምፅጋን ምስ ዉልቀ ጋራዥ ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ብቅዓት መረጋገፅን ዘለዎም ሎት 5 ጀነሬተር ናይ ማይ ንምፅጋን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ንምርካብ ብሰብ ሞያ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ንወረዳ ዓድዋ ከተማ ዓድዋን ኣብያተ ፍርዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ገዛ ፣ ፅገና ማሽን ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ዕድጊት ተሽከርከርቲ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ቀወመቲ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ነቲ ቤት ፅሕፈት አጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መቀያየሪ ኣቅሑት ናይ ደገ መብራህቲ፣ ፅገና ጋራዥ ዓበይቲ መካይን ማለት እዉን ማሽነሪ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ዓበይቲ መካይን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኣናእሽተይ መካይን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል /PERKINS/ ዝዓይነታ ጀነሬተር ብባዓል ሙያ ሰርቢስ ምግባርን ነታ ጀነሬተር ሰርቢስ መግበሪ ዝዉዕል ንብረትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ማይ መፃረዩ መሽን ፅገናን ሰርቪስ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዳቦ መጋገርን መልወስን ማሽናት ንምፅጋን ፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ጎማን ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ መፃረዩ መሽን ፅገናን ሰርቪስን ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ

ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ን ዞባ ኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ሕትመት ፣ ኣናእሽተይ ኣቁሑት ፣ ፅገና ኣቅሑት ገዛ ፣ፅገና ማሽን ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ኣቅሑት ገዛ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ