... ህንፀት ስራሕ ዘድልዩ ናይ ኮንስትራክሽን ማተርያል ማለት፤ ሓሸዋ ፤ ፀፀር 02 (ጃህያ) እና እምኒ ሰረት መንደቕ ፤ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንክዕድግ ወሲኑ አሎ፡፡

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንሽቓቕ ሕድሳት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሑት / ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

... ላብራቶሮ መሳርሒ ኣቅሑትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቤት መዘጋጀ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : ናዉቲ ኮንስተራክሽን ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ሒታት ህንፃ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑትን ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ጣቢያ ሐየሎም ማሕበረሰብ ዕደጋ ኮሚቴ ናይ ስደኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት ማለት እዉን DRD IP2 ብዝተረከበ ድጋፍ በጀት ንዝስራሕ ሐደ ብሎክ ናይ ሰማእታት ቀዳማይ ብርኪ ምስሕፋሕ ሓዱሽ ህንፃ ከስርሕ ስለዝደለየ ኩሉ ደረጃ ወይድማ ብርኪ ዘይፈሊ ናይ ኮስትራክሽን ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኮንትራክተራት ንጉልበት ንፎርም ወርክ ንማይ ምቅራብን ንምስታይን ከምእዉን ነቲ ህንፃ ዘድልዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ብናይ ህንፃ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ ኣብ 2016 ዓም አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... የ በዚ ዘርፊ ስራሕ ፍቓድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዓቀኒታት እተማልኡ ሕጋዊ ነጋዶ አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መሳርሒ ዘገልግል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ስቴላ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21213/ቐ/መ/ማይ ዕለት 19/07/2016 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።